ክፍሊ ሓበሬታ
ሕቶታት ምስዝህልወካ ናብ ክፍሊ ሓበሬታ ብምኻድ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። ምስ ሰራሕተኛ ናይ COA እውን ቆጸራ ክትሕዝ ትኽእል ኢኻ።

ናይ Infobalie ናይ ስራሕ ሰዓታት ኣብዚ ታሕቲ ረኣይ።
ኣብ ሰኑይ፡ ረቡዕ፡ ሓሙስን ዓርብን ናይ ሓበሬታ ጣውላ ኣሎ።
እቲ ቆጸራ ካብ ሰዓት 10 a.m ክሳብ 11 a.m ክፉት እዩ።
ካብ www.mycoa.nl/ti/aabe-sioee-menebaare/eneqwaae-naabezi-maqhabali-aagaayeshe-bedahhaane-matsaaekume/naaye-seraahhe-39 ዝተሓትመ
ሕቶታት ምስዝህልወካ ናብ ክፍሊ ሓበሬታ ብምኻድ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። ምስ ሰራሕተኛ ናይ COA እውን ቆጸራ ክትሕዝ ትኽእል ኢኻ።
ናይ Infobalie ናይ ስራሕ ሰዓታት ኣብዚ ታሕቲ ረኣይ።
ኣብ ሰኑይ፡ ረቡዕ፡ ሓሙስን ዓርብን ናይ ሓበሬታ ጣውላ ኣሎ።
እቲ ቆጸራ ካብ ሰዓት 10 a.m ክሳብ 11 a.m ክፉት እዩ።