እዚ መርበብ-ሓበሬታ እዚ እቲ መርበብ-ሓበሬታ ብትኽክል ንኽሰርሕን ምቹእነት ኣጠቓቕምኡ ንምምሕያሽን ጥራይ እዩ ኩኪስ ዝጥቀም። እዞም ዓይነታት ኩኪስ ኣብ ብሕትናኻ ዝኾነ ጽልዋ የብሎምን። Ze ካብ ትሕቲ ደንቢ ኩኪስ ናይ ሕጊ ቴሌኮሙኒኬሽን [Telecommunicatiewet] ወጻኢ ዝምደቡ ድማ እዮም። ስለዚ ነዚኦም ንምቕማጥ ንበጻሕቲ ፍቓድ ንኽህቡ ኣይንሓትትን ኢና።
ኣብ mycoa.nl እዞም ዝስዕቡ ዓይነታት ኩኪስ ክትረክብ ኢኻ።
- ኣድለይቲ፡ እዞም ኩኪስ እዚኣቶም ኣገደስቲ ክፋላት ናይዚ መርበብ-ሓበሬታ ብግቡእ ንኽሰርሑ ኣድለይቲ እዮም።
- ስታቲስቲካዊ፡ ንስታቲስቲክስ ምብጻሕ ንምክትታል ገለ ስም-ኣልቦ ሓበሬታታት ተጠቃሚ ንምዕቃብ ኩኪስ ንጥቀም ኢና። ነዚ እንገብሮ በጻሕቲ ነቲ መርበብ-ሓበሬታ ብኸመይ ከም ዝጥቀምሉ ንምርዳእ ኢና፣ እዚ ድማ ነቲ መርበብ-ሓበሬታ ንምምሕያሽ ዝዓለመ እዩ። ንኣብነት ሓበሬታ ብምምላእ ወይ ድማ ንምቹእነት ኣጠቃቕማ ብምዕባይ።
ነዞም ሓበሬታታት ብመንገዲ መሳርሒ ክፉት ምንጪ [opensource-tool] Piwik ተጠቒምና ኢና ንእክቦም። እቶም እንጥቀመሎም ኩኪስ ንበጻሕቲ ኣብ ካልኦት መርበባት-ሓበሬታ ንምልላይ ኣብ ጥቕሚ ክውዕሉ ኣይክእሉን እዮም። እቶም ዝተረኽቡ ሓበሬታታት ኣብ ናይ መንግስቲ ሰርቨር እዮም ዝዕቀቡ። ምስ ሳልሳይ ኣካል ድማ ብጥብቂ ኣይካፈሉን እዮም።
ናይ ካልኦት ኣካላት ኩኩስ፡
ቪድዮ ክትርእይ ክትእል ምእንቲ ኣብዚ መርበብ-ሓበሬታ ብከም በዓል YouTube ከምኡ እውን Vimeo ዝኣመሰሉ ካልኦት ኣካላት ንዝቐርቡ ኩኩስ ንምቕማጥ ፍቓድ ሂብካ ትኸውን ኢኻ። ነቶም ኩኪስ ከተጥፍኦም እንተድኣ ደሊኻ፣ ነቲ ዝርዝር ከፊትካ Reset cookies ዝብል ጠውቕ